ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት Apk
Apk Infos
Version | 2.0 |
Rating | 5.0/5, based on 1 votes |
Size | 8.7 MB |
Requires Android | Android 5.0+ (Lollipop) |
Author's Notes | ምኽርታት ካብ ስደተኛታት ናብ ስደተኛታት In Tigrigna Tigrinya |
About ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት APK
Table Of Contents
Description
ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታትናይ ወዲ ሰብ ታሪኽ ብሰንኪ ዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዝመጹ ወለንታዊን ዘይወለንታውን ምንቅስቃሳት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝሓዘ ኢዩ። ንኣዳምን ሄዋንን ምርኩስ እንተገይርካ፣ ናይ ወዲ ሰብ ስደት ካብ ኤደን ናብ ምድሪ ኢዩ ጀሚሩ። ስነ-ጥንቲ ከም ዝሕብሮ ስደት ብምንቅስቃስ ናይ ሆሞኢረክተስ ካብ ኣፍሪቃ ኢዩ ጀሚሩ። ሰባት ከም ብውልቂ፣ ብስድራ ወይ ድማ ብመልክዕ ዓበይቲ ጉጅለታት ክንቀሳቀሱ ይኽእሉ ኢዮም። ስደት ኣካል ታሪኽ ናይ ዝኾነት ሃገርራብ ዓለም ኢዩ። ደቂሰባት ብሰንኪ ብዙሕ ምኽንያት ይስደዱ ከምኒ ጥሜት፣ ባህርያዊ ሓደጋ፣ ኩናት፣ ድኽነት፣ ኩነታት ኣየር፣ ዳህሳስ፣ ወዘተ ዝኣመሰሉ።
ብሰንኩ ብዙሕ ምኽንያት ናብ ኤውሮጳ መጺእካ ኣሎኻ። ናብዚ ዘሎኻዮ ንኽትበጽሕ ብዙሕ ተሳቂኻን ብብዙሕ ናይ ህይወት ብድሆታት ሓልፍካን ኢኻ። ናብዚ ምእታው መጀመርታ ኢዩ። ሕጂ ኣብ ሓድሽ ሃገር ኢኻ ዘሎኻ፣ ዝተፈልየ ባህሊ፣ ቋንቋ፣ ሕብረተሰብ፣ መብዛሕቲኦም ነገራት ከኣ ንዓኻ ሓደሽቲ ኢዮም። ክትመሃርን ናብቲ ኣከባቢ ክትለማመድን ቅሩብ ክትከውን ኣሎካ። ንብሩህ መጻኢ ክትውስንን ክትሰርሕን ኣሎካ።
እዚ ሰነድ እዚ ግብራዊ ዝኾኑ ናይ ህይወት ምኽርን ማዕዳን ንኣብ ኤውሮጳ ዝኣተዉ ስደተኛታት ዝተዳለወ ኢዩ። ዝኾነ ሓድሽ ስደተኛ፣ ሓታት ዑቕባ፣ ወይ እውን ንነዊሕ እዋን ዝተቀመጠ ስደተኛ ተረባሓይ ናይዚ ሰነድ ክኸውን ኢዩ። እቲ ምኽርታትን ማዕዳን ካብ ናይ ህይወት ተመክሮ ናቶም ቅድመኹም ዝኣተው ስደተኛታት ዝተኣከበ ኢዩ። ግዜ፣ ጸዓት ከምኡ እውን ገንዘብ ክትቁጥቡ ዘኽእለኩም ጠቃሚ ሓበሬታ ካብዚ ሰነድ ክትረኽቡ ኢኹም። ገለ መምርሕን ኣንፈታትን ክህበኩም ኢዩ።
Tigrinya Tigrigna Eritrea
እዚ ምኽርታት ካብ ኣብ መላእ ኤውሮጳ ናይ ዝቕመጡ ስደተኛታት ተመክሮ ተወሲዱ ዝተዳለወ ኢዩ፣ እዚ ሰነድ ብምዕራፋት ዝተኸፍለ ኮይኑ ንሶም ድማ ባህላዊ ጉዳያት፣ ከመይ ኢልካ ትወሃሃድ፣ ከመይ ኢልካ ናብቲ ሓድሽ ባህሊ ትወሃሃድ፣ ምምሃር ቋንቋ፣ ግዜ፣ ገንዘብን ፋይናንስን፣ መጠንቀቕታ፣ ሓበሬታ፣ ምድላይ ስራሕ፣ ዝተጻሕፉን ዘይተጻሕፉን ናይ ሕብረተሰብ ስርዓታትን ሕግታት ከምኡ እዋን ካልኦት ኣርእስታትን ዝሓዘ ኢዩ።
Deutsch German Europe
ኣብዚ ዝመጻእኩሞ ሃገር ህይወትኩም ምቹእን ዕላማ ዘሎዎን ንኽኸውን እዚ ኣብዚ ሰነድ ዘሎ ሓበሬታ ክሕግዘኩም ተስፋ ንገብር። ዝኾነ ርእይቶ እንተልይኩም ብኽብረትኩም በቲ ኢመይልና ስደዱልና።
Latest updates
What's new in version 2.0
Design and content Upgrade.How to install ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት APK on Android phone or tablet?
Download ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት APK file from ApkClean, then follow these steps:
Update Phone Settings
- Go to your phone Settings page
- Tap Security or Applications (varies with device)
- Check the Unknown Sources box
- Confirm with OK
Go to Downloads
- Open Downloads on your device by going to My Files or Files
- Tap the APK file you downloaded (com.afro.immigrants.advice.tg-v2.0-ApkClean.apk)
- Tap Install when prompted, the APK file you downloaded will be installed on your device.
Older Versions
2.0 (6) | 8.7 MB |
1.5 (5) | 5.5 MB |
Questions & Answers
Q: What is an APK File?
A: Just like Windows (PC) systems use an .exe file for installing software, Android does the same. An APK file is the file format used for installing software on the Android operating system.
Q: If I install an APK from this website, will I be able to update the app from the Play Store?
A: Yes, absolutely. The Play Store installs APKs it downloads from Google's servers, and sideloading from a site like ApkClean.net goes through a very similar process, except you're the one performing the downloading and initiating the installation (sideloading).
As soon as the Play Store finds a version of the app newer than the one you've sideloaded, it will commence an update.
Q: Why ApkClean.net can guarantee APK 100% safe?
A: Whenever someone wants to download an APK file from ApkClean.net, we'll check the corresponding APK file on Google Play and allow user download it directly (of course, we'll cache it on our server). If the APK file does not exist on Google Play, we'll search it in our cache.
Q: What are Android App permissions?
A: Apps require access to certain systems within your device. When you install an application, you are notified of all of the permissions required to run that application.
Don't hesitate to contact us if you have any questions or concerns.
(*) is required